ደቀንስትዮን ምቍጽጻር ሕርቃንን
ቀዳም 04 ጥቅምቲ 2025 ልክዕ ሰዓት 21፡00 በቈጻጽራ ሽወደን፡ ብደቀንስትዮ ኦ.ተ.ቤ. ዝተዳለወ፡ ክልተ ወርሓዊ ጉባኤ ክካየድ’ዩ። ደቀንስትዮናን ደቅ-ተባዕትዮናን ኣብዚ ዛዕባ’ዚ ክንዛተን፡ ሓባራዊ መፍትሒ ከነናድን ተዓዲምና’ለና።
ብዙም ንምስታፍ
Meeting ID: 862 443 1928
Passcode: 877811
ወይ ብቐጥታ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሓብሩ ትኽእሉ
”ሽዑ ኣነ ኸምዚ ኢለ መለስኩሎም፡ ኣምላኽ ሰማይ ኬቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ኽንዐዪ ኢና” (ነህ 2፡ 20)
እወ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዓዪ ኢና።