መዓልታዊ ንባባት ጾመ ታሕሳስ
ሰሉስ 25 ሕዳር 2025
ንግሆ
ጳውሎስ 1ይ ቆሮ 9 : 17 - 24
ጴጥሮስ 1ይ ጴጥ 2 : 13 - 19
ግብረ-ሃዋርያት ግብ 14 : 23 - መወዳእታ ጥቕሲ
ወንጌል ዮሃ 8 : 1 - 11
ምሸት
ወንጌል ሉቃ 13 : 1 - 5
ረቡዕ 26 ሕዳር 2025
ንግሆ
ጳውሎስ ፊሊ 1 : 12 - 19
ጴጥሮስ 1ይ ጴጥ 1 : 13 - 20
ግብረ-ሃዋርያትግብ 21 : 10 - 14
ወንጌል ዮሃ 10 : 1 - 21
ምሸት
ወንጌል ዮሃ 1 : 43 - መወዳእታ ጥቕሲ
ሓሙስ 27 ሕዳር 2025
ንግሆ
ጳውሎስ ቲቶ 2 : 1 - 8
ይሁዳ ይሁ 1 : 17 - መወዳእታ ጥቕሲ
ግብረ-ሃዋርያትግብ 8 : 5 - 13
ወንጌል ዮሃ 14 : 1 - 11
ምሸት
ወንጌልዮሃ 4 : 47 - መወዳእታ ጥቕሲ
ዓርቢ 28 ሕዳር 2025
ንግሆ
ጳውሎስ 1ይ ቆሮ 12 : 27 -መወዳእታ ጥቕሲ
ይሁዳ ይሁ 1 : 20 - መወዳእታ ጥቕሲ
ግብረ-ሃዋርያትግብ 4 : 29 - 35
ወንጌል ዮሃ 15 : 17 - 25
ምሸት
ወንጌል ሉቃ 15 : 14 - 21